-
- Senior Member
- Posts: 13803
- Joined: 29 Mar 2009, 11:10
- Location: Bujumbura Brundi
Ukrainians are Tigrians are identical twins
publicity gone wrong
-
- Member
- Posts: 3212
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: Ukrainians are Tigrians are identical twins
Zelenskyy must have met the orchestrators of the trademark "ኡይ ኡይ ጆ ባይደን"
Halafi's or Qeshi Ezana's phone might say a word or two about some incoming international calls from Eastern Europe.

- Member+
- Posts: 7996
- Joined: 29 Jan 2020, 21:44
Re: Ukrainians are Tigrians are identical twins
.Deqi-Arawit wrote: ↑17 Mar 2022, 14:44
Ukrainians are Tigrians are identical twins
publicity gone wrong
Tigrayans are infecting the world with BAD attitudes and FAKE propagandas
.
-
- Member+
- Posts: 8540
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: Ukrainians are Tigrians are identical twins
ነዛ ላንዴና ልመጨረሻ ለይምለሳ ዓለም ሲጋራ እላትከኸ ክፋነያ ዝደለየ ሬሳ ኡንታይ ግበር ትብሉዎ? ሕገ መንግሥታዊ መብቱ ይከበር!!
ነቱ ተገኒዙዎ ዘኒኦ ፀሊም ላይ ጓሓፍ ብላስቲክ በቱ ዘትክኾ ዘሎ ሲጋራ ከየቃፅሎና ኩሎም ተፃዒኖም ዘለዉ ሬሳታት በግ በግ እይሎም ከይሓርሩ ኡዩ ዘፍርሃኒ እምበይ ኡቱ ሬሳ ሲጋራ እላትከኸ ላውቲ ዓዲ ኩላትና ክኸድ የቃወሞይ። ዴሞክራስያዊ መብቱ ኡዩ።

- Posts: 7274
- Joined: 07 Jun 2012, 05:03
Re: Ukrainians are Tigrians are identical twins
I don't think Ukrainian aka the white agames respect copy-right at all... where is the integrity..... I am with agame brothers and sisters in this particular issue
By the way, I heard agame and Ukrainian are originally from same place known as Tigris
Dedebit is always dedeb
R.I.P Abay Tigray and TPLF terrorist group
-
- Member
- Posts: 3057
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Re: Ukrainians are Tigrians are identical twins
(ሰ.ፍ.ረ.) ሰብ ፍሉይ ረብሓታት እንታዪ ይብሉ ከምዛለዉ ሰሚዕና ኣሎና!ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ድማ ከምዡይ ኢና ንርእዮ!
“ሕልሚ ዓባይ ትግራዪ” = “ሕልሚ ዓባይ ሩስያ”
መለስ ዜናዊ = ፑቲን = ወረርቲ ልዑላዊ ሃገራት
ከምዡይ እዉን ነቐምጦ ብቦለቲካዊ ብስለት
'ወዲ ማሌ' መለስ ዜናዊ - ንሶማል ወሪሩ - ኤርትራዉያን ወጊዝናዮ!
'ወዲ ማሌ' መለስ ዜናዊ - ንኤርትራና ወሪሩ - ኤርትራዉያን ብጥምረት ወጊዝናዮን መኪትናዮ ስዒርናዮን!
'ወዲ ማሌ' ፑቲን - ንዩክሬን ወሪሩ - ኤርትራውያን ወጊዝናዮ ዮክሬናዉያን ብጥምረት ይውግዝዎን ይምክትዎን ኣለዉ፡ ኣማስያኡ ከምዝስዕርዎ ንኣምን፡ እቱይ ምንታይ እንተተባህለ ልዑላውነቶም ተደፊሩ ዛሎ ፍትሓዊ ቃልሲ ዘካይዱ ዛለዉ ሕዝቢ ኢዮም ኢዩ እቲ ማንም በሃም ዚፈልጦ ሓቂ።
ናይ ኢሳያስ ጸጋይ ግጥሚን ናይ ሄለን መለስ ዜማን ብከምዡ'ዶ ክነስተማቕሮ ንሎሚ
እቶም “ድርብ ዕያር” ዝመቐኒዖምን “ሰብ ፍሉይ ረብሓታትን” እንከ መርገጺዖም ወትሩ ካብ ናይ ሓፋሽ መርገጺ ዝረሓቐ ምዃኑ ንፈልጥ ንህና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን።
ልዑላዊ ሃገርን ህዝብን ዚወረረ ዓማጺ ኃይሊ በየናይ መዓቐኒ’ዩ ዘይኵነን፧ ንፈራዲ ይጭነቖ።
'Abe Abrahamaዊ ባእታታት' መትከሎም እንታይ ከምዚኾነ'እንከ ፍሉጥ’ዩ።
“ያስተዛዝበናል ይህም ቀን ያልፍና!” ዲዩ ዚተባህለ!

ዋርሳይ ናይ ዩክሬን፡ "እዞም ሰባት መን ኢዮም፧ መን ኢዮም፧”
ኣብ ድቃስ ሓሊሞም
“ዓባይ ሩስያ” ደልዮም!
ጅግና ህዝቢ ዩክሬን ኣሎኹ’ዶ ኢልካዮም!
ጅግና ዘለንስኪ ኣሎኹ'ዶ ኢልካዮም።