Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Awash
Senior Member+
Posts: 30273
Joined: 07 Aug 2010, 00:35

ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

Post by Awash » 26 Jul 2019, 11:49

ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ

 Radio Erena: 26 July 2019

ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ካብ 24 ሓምለ፣ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ።

ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ እቲ ምስመር፣ ብናይ ህግደፍ ትካል መጓዓዝያ ሓራት ክትካእ ተወሲኑ ምህላዉ ኣረጋጊጾም።...
https://erena.org/ካብ-ሰንዓፈ-ናብ-ሰርሓ-ህዝቢ-ከመ ... _TSfxzVzxM