Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Mahlana
Member
Posts: 48
Joined: 25 Jan 2018, 08:33

"መጠንቀቕታን" "ምሽግሻግን": ሓደሽቲ ቃላት ድራማ መራሕትና ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ።

Post by Mahlana » 26 Feb 2018, 12:24

XXX
እዞም መራሕትኹም ኢና ዝብሉና ዘለዉ ዘመነዎት መሳፍንቲ እሲ ነዚ ህዝብና ክንድዚ ድዮም ንዒቖምዎ??

ህዝብና ብኽሳዱ ረጊፃም ዓቕሉ የፅብቡሉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ዘበነዎት ዓቀይቶት ውድብን መንግስትን ስጉምቲ ክትወስደሎም እናተፀበየ እቶም "መራሕቲ" ግን "ምሽግሻግን መጠንቀቕታን" ብዝብሉዎ ድራማ ኣፅሚሞምና ኣለዉ ለመቕነ!!!

ድራማ ኣብ ልዕል ህዝቢ ክሳብ መዓስ? ንምንታይ ከ?

ካብዚኣ ትገድድ በደል የላን!!

ህዝብና መፃኢ ዕድልካን ሕድሪ ቃልስኻን ኣብ ኢድካ ጥራሕ እዩ ዘሎ'ሞ ተወደብ፥ ተቓለስ፥ኣቃልስ፥ሓዱሽን ዘላቕን ፍታሕ ኣናዲ!!

ማሕላና ማሕላ ገረብ!!
ቃልና ቃል ስዉኣትና!!
ፍናንና ድሙቕ ታሪኽ ጥንታውያን ወለድና!!

Halafi Mengedi
Senior Member+
Posts: 23389
Joined: 30 May 2010, 23:04

Re: "መጠንቀቕታን" "ምሽግሻግን": ሓደሽቲ ቃላት ድራማ መራሕትና ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ።

Post by Halafi Mengedi » 26 Feb 2018, 12:31

Mahlana wrote:እዞም መራሕትኹም ኢና ዝብሉና ዘለዉ ዘመነዎት መሳፍንቲ እሲ ነዚ ህዝብና ክንድዚ ድዮም ንዒቖምዎ??

ህዝብና ብኽሳዱ ረጊፃም ዓቕሉ የፅብቡሉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ዘበነዎት ዓቀይቶት ውድብን መንግስትን ስጉምቲ ክትወስደሎም እናተፀበየ እቶም "መራሕቲ" ግን "ምሽግሻግን መጠንቀቕታን" ብዝብሉዎ ድራማ ኣፅሚሞምና ኣለዉ ለመቕነ!!!

ድራማ ኣብ ልዕል ህዝቢ ክሳብ መዓስ? ንምንታይ ከ?

ካብዚኣ ትገድድ በደል የላን!!

ህዝብና መፃኢ ዕድልካን ሕድሪ ቃልስኻን ኣብ ኢድካ ጥራሕ እዩ ዘሎ'ሞ ተወደብ፥ ተቓለስ፥ኣቃልስ፥ሓዱሽን ዘላቕን ፍታሕ ኣናዲ!!

ማሕላና ማሕላ ገረብ!!
ቃልና ቃል ስዉኣትና!!
ፍናንና ድሙቕ ታሪኽ ጥንታውያን ወለድና!!
The slogan is right but the action is dead and the long term solution is non existence.

Post Reply