Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኤርትራ |- Happy New Year to you all Eritrean and Ethiopian 2018

Postby MatiT » 01 Jan 2018, 16:57


ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኤርትራ |- Happy New Year to you all Eritrean and Ethiopian 2018
...https://www.facebook.com/almaz.mehari.9 ... 307303335/
...https://www.facebook.com/fitsum.lebsie/ ... 165929639/
...https://www.facebook.com/17990045270202 ... 515052529/
ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2018 ንመላእ ህዝብን መንግስትን ሓይልታትምክልኻልን ኤርትራ
ዓመተሰላም ዓመተ ብልጽግና ዓመተ ድርብራብ ዓወትን ምዕባለን ንኤርትራ ሃገርና
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ!!!

ንህዝቢ ኤርትራ "እንቋዕ ኣብጽሓካ" ክትብሎ ግቡኡ እዩ፡ ምኽንያቱ ከም ህዝብን ሃገርን ግዚኡ ብግቡእ ስለዝተጠቕመሉን ኮይኑ፡
ንወያነ፡ ሰዓብቱን መሻርኽቱን ግን "እንቋዕ ኣብጽሓኩም" ዘድልዮም ኣይመስለንን።
እቲ ምንታይ ዘፍረይዎ ነገር ስለዘየለን ግዚኦም ስለ ዘይተጠቕምሉን እዩ። ቶንኾላት ዊዲት ክኣልሙ ከፍርይዎ ዝግቦኦም ናይ ክፋእ ሽርሕታቶ ኽኣልሙ ሓሊፉ እቲ ሽርሕታት ድማ ተገምጥሉ ረመጽ ኮይኑ የልብልቦም ኣሎ። ህዝቢ ኤሪትራ ንሰናይ ዘመን ናይ ግዜ ምዕባለን እንቋዕ ኣብጽሓኩም ክበሃል ዝግቦ ህዝቢ እዩ: መክንያቲ እቲ ዕዮ ገዛ ብጉቡእ ስለ ዝተጠቐመሉ??።
ሕጅስ እንቋዕ ኣብጽሓኩም እንበሃለሉ ግዜና ደኣባ!
ዓይኒ ሰኽራማት፡ ወያላትን ሓሳዳትን ይድፈነልና፡
ሰላም፡ ምዕባለን ቅሳነትን ንኤርትራን ህዝባን መንግስትን።
ዓወት ንሓፋሽ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና:
ክብርን ምስጋናን ነቲ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ክንፊ-ጽላሉ ዘማዕቆበና መንግስትን እግዚኣብሄርንኣምላኽና ምስጋና ይኹን።
ኣሜን

Return to Ethiopian News & Opinion

Who is online

Registered users: Bing [Bot], daniel bekele, ethiopian, Google [Bot], Google Adsense [Bot], Google Feedfetcher