Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


ትካላት ሃገራዊ ድሕነት ብዝተወሃሃደ መንገዲ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኣዚዩ ጽዑቕ ናይ ምንእኣስ ዘመተ የካይዱ ምህላዎም ምንጭታት ሓቢሮም።

Postby ANTICO » 26 Dec 2017, 15:50


ትካላት ሃገራዊ ድሕነት ብዝተወሃሃደ መንገዲ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኣዚዩ ጽዑቕ ናይ ምንእኣስን ምስ ጉጅለ 15 ናይ ምትእስሳርን ዘመተ የካይዱ ምህላዎም ምንጭታት ሓቢሮም። ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዝካየድ ዘሎ ከቢድ ናይ ምንእኣስ ዘመተ ኣይረብሕን ኢዩ፡ ኣይጠቅምን ኢዩ፡ ዝብል ኮይኑ ዕላምኡ እንታይ ሙኻኑ ንጹር ኣይኮነን።
እቶም ምንጭታት ከምዝሓበርዎ ነቲ ዘመተ ዘካይዱ ዘለዉ ትካላት ሃገራዊ ድሕነት ዘዋፍርዎም ሰባት ኮይኖም፡ ዝህብዎም ዘመተ ንኹሎም ብሓባር ዝዕደሎም ስለዝኾነ፡ ኣበየ ኣጋጣሚታቱ መጺኦም ኪነዝሕዎ ከለዉ ንምፍላጦም ብዙሕ ዘየሸግር ሙኻኑ ይሕብሩ።
ብመሰረት ናይቶም ምንጭታት ገምጋም እቲ ዝተወሃሃደ ጽዑቕ ዘመተ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ገለ ስጉምቲ ክወስዱ ደልዮም ኪኾኑ ከምዝኽእሉ ተመኩሮ ብምጥቃስ ይሕበሩ። ንመጀር ጀነራል ቻይና ቅድሚ ምድርባዮም ብመንገዲ እቲ ብቐጥታ ካብ ኮለነል ተስፋልደት ሓበሬታ ዝወሃቦ ዝነበረ ሸገግ ብዝምራሕ ጉጅለ ኣዚዩ ከቢድ ዘመተ ከምዝገበሩሉ ዝዘከሩ እቶም ምንጭታት ሕጂ ውን ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዚካየድ ዘሎ ዘመተ ተመሳሳሊ ዕላማ ክህልዎ ከምዝኽእል ሓቢሮም።
ኣብዝሓለፈ እዋን ጀሚሩ መኪንኡ ከይተረፈ ኣሕዲጎም ብብስጭትን ጽምዋን ዳርጋ ኣሳቕዮም ኪቐትልዎ ዝደልዩ ዘለዉ ከምዝመስሉ ዝሓበሩ እቶም ምንጭታት፡ ሕሉፍ ሓሊፎም ንገለ ካድረታት ኣይትኽድዎ፡ ኣይትርከብዎ ፡ ኣይትቕረብዎ ኢሎም መጠንቐቕታ ይህቡዎም ምህላዎም ሓቢሮም። ብመሰረት እቶም ምንጭታት ካልእ ይትረፍስ ሓደ ሓደ እዋን ነዳዲ ንመንቀሳቐሲ መኪና እውን ከምዝኽላእ እቶ ምንጭታት ገሊጾም።
ብኻልእ ወገን ገለ ሰባት እቲ ዘመተ ብሃገራዊ ድሕነት ዘይኮነስ በቶም ጀነራል ስብሓት ንለውጢ ኪብገስ ዝጽበይዎ ዝነበሩ እሞ ብዘይምግባሩ ዝተቖጠዑ ባእታታት ዴሞክራስያዊ ለውጢ ሓይልታት ምክልኻል ዝካየድ ዘሎ ኪኸውን ይኽእል ዝብል ሓበሬታ ከምዝመጾም ምንጭታትና ይሕብሩ።

https://goo.gl/zQksVa



Re: ትካላት ሃገራዊ ድሕነት ብዝተወሃሃደ መንገዲ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኣዚዩ ጽዑቕ ናይ ምንእኣስ ዘመተ የካይዱ ምህላዎም ምንጭታት ሓቢሮም።

Postby pushkin » 26 Dec 2017, 16:09


ANTICO/ASWUSHA the Agame Fake news distributer, You Agames are dirty scam spreading fake news day and night on Eritrea and its people. Agame is a very dirty word in Eritrea since a long years back. I am 100% sure that that the word is dirtier in Ethiopia nowadays.

90% of the beggars in Ethiopia and almost all of the beggars in Eritrea used to be Agames!! Yes, porco Agame.....

I remember a friend of my dad quoting an Italian saying "ጸጊቦም አይገድፉኹም ጠምዯም አይገድፉኹም" It means "ጸጊቦም ክወሩ ክመጹ ኢዯም እንተ ጠምዯም ክልምኑ ክመጹ ኢዯም" - We will never have peace with those bustards!

I am always praying to Allah to see the day the Agames will be deported (barefoot) from every corner of Ethiopia to their Tigrai. I am sure the day is approaching fast....
Cheers!!
:mrgreen:



Re: ትካላት ሃገራዊ ድሕነት ብዝተወሃሃደ መንገዲ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኣዚዩ ጽዑቕ ናይ ምንእኣስ ዘመተ የካይዱ ምህላዎም ምንጭታት ሓቢሮም።

Postby Fed_Up » 27 Dec 2017, 02:17


አልሙዬ ጎል ውቅሮ
ስም ብትቀይሪ ብትቀያይሪ እንደ ቪክቶሪያ ሰክሪት ቡታንታ .. ሽታሽ አሁንም አሁንም ቀበረቾ ቀበረቾ ነው እምትሽችው:: እድሜ ክፋቱ .. ሲገፉ:: ምንም ያህል ኮልኬት ቢዘፈዘፍ በሊስትሪን አፍ መሽተቱ አይቀር እድሜ ሲጫጫን:: አልሙዬ አንቺን ሳልሰቅል ኣትሙችብኝ:: አንቲኮ አልሽ ስምሽን? ይሁን ብለናል ወይ አልሙዬ .. መዘመንም ያምርሻል ቃቃቃ ባለው እድሜሽ:: አይዞሽ እድሜ ቁጥር ነው....




Postby Degnet » 27 Dec 2017, 11:17


guhila pushkin,
Leave the people of Agame alone,you don't have the normal mind to reason,tanika in its Eritrean.



Re:

Postby pushkin » 27 Dec 2017, 11:49


The fake priest and messanger of the devil Risi Shikna Agame! As usual, the Ethiopian grown terrorists, the barbaric Agame regime through its robot cadres Degnet, Aswusha/ANTICO are engaged in the business of lying, manipulating and spreading unreliable news that undermine Eritrea and its people, in order to fool the outside world that the heinous criminal Woyanes are not rejected and hated by the very people they are governing. But the people can’t accept.It is usual they do. Instead they should have to improve their administrative policy :evil: :twisted: :evil: :twisted:
Degnet wrote:guhila pushkin,
Leave the people of Agame alone,you don't have the normal mind to reason,tanika in its Eritrean.
Last edited by pushkin on 27 Dec 2017, 14:41, edited 1 time in total.



Postby Degnet » 27 Dec 2017, 12:11


ezom eteaseru fthwom anta ferah ne fthi ketgadel neiruka.



Return to Ethiopian News & Opinion

Who is online

Registered users: Atse Lebna Dengel, Awash, Bing [Bot], Degnet, ethiopian, Google [Bot], Google Adsense [Bot], pushkin